ድምፃዊ ደበሳይ ዘገየ ምስ ጭራ ዋጣኡ
Your browser doesn’t support HTML5
ደበሳይ ዘገየ ኣብ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ ሽሙ ኣብ ቅድሚት ዝጥቀስ ተፃዋታይ ጭራ ዋጣ እዩ። በቶም ብዙሓት ተዘከርቲ ደርፍታቱ ኣብ ልቢ ሰማዕቲ ቦታኡ ልሉይ ኰይኑ፡ ፅልዋኡ ኣብ መንእሰያት ደረፍቲ ትግራይ’ውን ዓቢ’ዩ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ-ኣበባ ገ/ሚካኤል ገ/መድህን ንስራሓቱ፡ ፅልዋኡን ውልቃዊ ህይወቱን ኣመልኪቱ ኣዘራሪቡዎ ኣሎ፡ ነቲ ወግዒ ንምክትታል ኣብዚ ሰዓቡ።