ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 10,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 10,2022 ዜና(ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ግጭትን ዂናትን ብውሑዱ 35 ህጻናት ሞይቶም: ፌስቡክ መደረ ጽልኢ ከለልይ ኣይከኣለን ተባሂሉ) ኣብ ቴሌቭዥን ትግራይ ዝስርሑ ዝነበሩ ኣብ ቐይዲ ዝኣተው 5 ጋዜጠኛታት ዝምልከት ጸብጻብ መደብ ቂሔ ጽልሚ ንዛንታ ዕቃበ ቅርሲ ዝድህስስ መደብ የጠቓልል