ዕላል ምስ መስራቲን ኣካያዲ ስራሕን ቴክኖሎጂ ልሳን ኣስመላሽ ተካ ሓድጉ

Your browser doesn’t support HTML5

"ልሳን" ኣገልግሎት ትርጕም ዝህብ ናይ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ትካል'ዩ። ንዕኡን ካልእ ስራሓትን ኣመልኪቱ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ እቲ ስራሕን ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ተኸታተሉ

ልሳን ኣገልግሎት ትርጕም ዝህብ ናይ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ትካል'ዩ። ንዕኡን ካልእ ስራሓትን ኣመልኪቱ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ እቲ ስራሕን ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ተኸታተሉ