ወቕዒ ዋዒ ኣብ ቍጠባ
Your browser doesn’t support HTML5
ወርሓት መጋቢትን ሚያዝያን ኣብ ደቡባዊ ኤስያ መጠን ዋዒ ኣዝዩ ዝንህረለን ኣዋርሕ ኮይነ ተመዝጊበን እየን። ለውጢ ከባቢ ኣየር ድማ ብ100% ክጋደድ ከም ዝገብሮ ኩነታት ኣየር ዓዲ-እንግሊዝ ሓቢሩ። ከምዚኦም ዝበሉ ማዕበላት ብተዘዋዋሪ ኣብ ቍጠባ ዓቢ ሽግር ይገጥሩ ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5