ዚምባብወ፤ ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ሕርሻ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓደ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ኩባንያ ጸሓያዊ ጸዓት፡ ምስ ሓደ ኣብ ዚምባብወ ዝርከብ ሕርሻዊ ፕሮጀክት ኣብ ምስራሕ ይነጥፍ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ምንጪ ተጠቒሙ ወፍሪ ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ጸዓት፡ ነቲ ሕርሻ ዝምባብወ ንምምዋል፡ 1.4 ሚልየን ዶላር ኣኪቡ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ`ሎ።