ዕላል ምስ ሩት ነጋሽ--ፈጻሚት ስራሕ ጉዳያት ደቀንስትዮ ሓባራዊ ዕዳጋ ኮሜሳ
Your browser doesn’t support HTML5
ሩት ነጋሽ ኣብ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ (ኮሜሳ) ሓላፊት ጉዳያት ደቀንስትዮ ኢያ። ብዛዕባ ዕላማ እቲ ትካልን ስራሕትን ኣመልኪቱ ዝተገብረ ዕላል ውሑድ ካብቲ ምሉእ ይቐርብ።
Your browser doesn’t support HTML5