ዕዉትቲ ፕሮጀክት ቶታል ኤነርጂ ኤርትራ 2022

Your browser doesn’t support HTML5

“Hear the Deaf” ዝተሰመየት ፕሮጀክት ብትካል ቶታል ኤነርጂ ኤርትራ ኣብ ዝተዳለወን ንሳልሳይ ግዜኡ ኣብ ዝተኻየደን ‘ናይ ምህዞን ሰንዓን ውድድር እዚ ዓመት ቀዳመይቲ ኰይና ካብ ምድባ ተሸሊማ። እዛ ፕሮጀክት ጸገም ሕብረተሰብ ኣብ ምፍታሕ ዘለዋ ግደ ኣብ ግምት ብምእታው’ያ ምስ ካልኦት ከካብ ምድበን ዝተዓወታ 2 ፕሮጀክታት’ያ ናይ ገንዘብን ኣፍልጦን ሽልማት ክትረክብ ዝኸኣለት። ምስ መሃንድስ ስምኦን መሓሪ ዝተገብረ ሓጺር ቃለ-መሕትት ይስዕብ።