ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 11,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 11,2022 ዜና ( ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣ ዘሎ ደርቂ፥ ምምዛዝ ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው ንዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት ሳይንስ ኣመሪካን ካልኦትን) መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን- ቃለ መጠይቕ ምስ በዓልቲ ሞያ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝኾነት ዘውዲ ገዛኢ ረዳ የጠቓልል