ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 4,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 4,2022 ዜና ቃለ መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛን ገጣሚትን ይርጋ ኣለም ፍሰሃ ጸብጻብ ናጽነት ፕረስ ኢትዮጵያ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተኸብረ ዒድ ኣልፈጥርን ጾመ ረመዳን ዝድህስስ መደብ የጠቓልል