ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 2,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 2,2022 ዜና ( ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስግደት ዒድ- ኣልፈጥር ዘጋጠመ ዕግርግር፥ ኣብ ወረዳ ደራሼ ኣመሓዳሪ'ቲ ወረዳ ሓዊሱ ሰለስተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎምን ካልኦትን) መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን- ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ምስ ዶ/ር የማነ ቀለታ ኮለጅ ምህንድስናን ሳይንስን ማይ-ነፍሒ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕን የጠቓልል