ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 2,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 2,2022
ዜና ( ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስግደት ዒድ- ኣልፈጥር ዘጋጠመ ዕግርግር፥ ኣብ ወረዳ ደራሼ ኣመሓዳሪ'ቲ ወረዳ ሓዊሱ ሰለስተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎምን ካልኦትን)
መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን- ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ምስ ዶ/ር የማነ ቀለታ ኮለጅ ምህንድስናን ሳይንስን ማይ-ነፍሒ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕን የጠቓልል