ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 13,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 13,2022 ዜና (ናብ ክልል ትግራይ የምርሓ ዘለዋ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን: በዓል መዚ መራኸቢታት ኢትዮጵያ ንፍቓድ ጋዜጠኛ ዘ-ኢኮኖሚስት መንጢሉን ካልኦትን) ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብመንግስቲ'ቲ ክልል ዝተኻየዱ ህዝባዊ ኣኼባታት ዝምልከት ጸብጻብ መደብ ቂሔ ጽልሚ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ስነ- ጥበባዊ ስዒድ ኣንዋር የጠቓልል