ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 8,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 8,2022 ዜና ( መግለጺ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሓገዝ፥ ሪፖርት ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ንዝተረኽበ መቓብራትን ካልኦትን) ካብ ትማሊ ዝቐጸለ ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር መዝገበ በርሀ ኣብ ጉዳይ ዝንኪ ዘሎ ትኹረት ቫይረስኮሮና አዳላዊ መደብ ቴሌቭዥን ዝነበረ በረኸት መኮንን ዝሰርሖም ስርሓት ግብረሰናይ ዝድህስስ መደብ የጠቓልል