ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 22,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 22,2022 ዜና ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ኣባል ናይ ቫቲካን ጳጳሳዊ ሳይንስ ኣካዳሚ ክኾኑ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርሲቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ ተመሪፆም።