ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 7,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 7,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ እገዳታት ዂናት ዩክሬንን ሩስያን ኣብ ከተማ መቐለ ቆልዑ ኣብ ምዕባይ ግብረሰናይ ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ መምህር ኢለኒ ገብረ እግዚኣብሄር ዝተኻየደ ቃለ-መሕትት ኣብ መደብ ጥዕና- ቃለ መሕትት ኣብ ትኹረቱ ዝጎድል ዘሎ ቫይረስኮሮና ዝምልከት ምስ ዶ/ር መዝገበ በርሀ የጠቓልል