ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 19,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 19,2022 ዜና (መግቢ: ነዳዲን ካልእ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን መቐለ ምእታወን ሕ/ሃ ገሊጹ: መግለጺ ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተዘርግሓ ሓበሬታ ምምልማል መንእሰያትን ካልኦትን) ኣብ ወቻሉ ዩኒቨርሲቲ ተኣሲሮም ዝጸንሑን ዝተፈትሑን ተወላዶ ትግራይ ዝምልከት መደብን የጠቓልል