ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 11,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 11,2022 ዜና (ግብረመልሲ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ንጸብጻባት ኣምንስቲን ህዩማን ራይትስ ዎች ፥ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝተራእየ ኣምበጣን ኣብ ቱኒዝያ ዝተላዕለ ተቓውሞን ካልኦትን) ብሰንኪ ኲናት ዩክሬንን ሩስያን ፍርያቶም ክሰዱ ዘይክኣሉ ሓረስቶት ደቡብ ኣፍሪቃ ኢፍጠር ድሕሪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ከምኡ'ውን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል