ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 22,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 22,2022 ዜና (ፕሮግራምመግቢ ዓለም ኣብ ውሕስነት መግቢ ክልል ትግራይ፥ ኩነታት ዩክሬንን ሩስያን) መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ፊደላት ግእዝ እንዳመሃረት እተዘናግዕ ናይ ኮምፑተር ጸወታ ዝመሃዘ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ የጠቓልል ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።