ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 15,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 15,2022 ዜና ጸብጻብ ብሰንኪ መጥቓዕቲን ጥምየትን ዝግዕዙ ዘለው ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ነበርቲ መቐለ ብልጽግና ፓርቲ ኹሎም ኣማራጺታት ሰላም ንምፍታሽ ዘሕለፎ ውሳነ ብዝምልከት ዝሃብዎ ርእይቶ የጠቓልል