ድምጺ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዩክሬን
Your browser doesn’t support HTML5
ኲናት ዩክሬን ድሕሪ ምውላዑ፡ ብሕልፊ እኳ ካብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ መጺኦም ኣብታ ሃገር ዝጸንሑ ከቢድ ተጽዕኖ ኰይኑዎም ኣሎ።ድምጺ ኣመሪካ ንኽልተ በቲ ኲናት ዝተጸልዉ ኢትዮያውያን ኣዘራሪቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5