ድምጺ ኤርትራዊያን ካብ ዩክሬን

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ ከተማ ኪየቭ ብፍላይ ብሓፈሻ ድማ ነበርቲ ዩክሬን ንሃገሮም ገዲፎም ብብዝሒ ናብ ስደት የምርሑ ምህላዎም ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን ንትምህርቲ ናብ ዩክሬን ዝኣተው ብዝተፈላለየ ምክንያት ትምህቶም ክቕጽሉ ዘይከአሉ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ንዝሓለፈ ኣስታት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ሕጂ ድማ እቲ ዝርከብዎ ቦታ ንድሕነቶ ም ኣስጋኢ ምዃኑ ይሕብሩ።