ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ የካቲት 28,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ የካቲት 28,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ ኲናት ዩክሬን ተቐርቒሮም ዘለው ኤርትራዊያን ቃለ መጠይቕ ምስ ሚኪኤለ ወልደማርያም ኣብ ጽልዋ ወራር ሩስያ ናብ ዩክሬን ኣብ ኣፍሪቃ ዝምልከት የጠቓልል።