ቃለ መጠይቕ -ውርሻ ኣቦነ እንጠንዮስ እንታይ`ዩ?

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

3ይ ፓትሪያርክ ኤርትራ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝሓለፈ ረቡዕ ዓሪፎም ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዓዶም ገዳም ኣቡነ፡ እንድርያስ ሰፍኣ ከም ዝተቐብሩ ኣብ ናይ ትማሊ ዜና ተሓቢሩ ኔሩ።

ውርሻ ኣቦነ እንጠንዮስ እንታይ`ዩ ዝብል ንክልተ ካህናት ኦርቶዶክስ ኣዘራሪቡ`ሎ።

ምስ ሊቀ-ካህናት ገብረሚካኤል ዮውሃንስ ካብ ደብረ ግእዛን መድሃኔ ኣለም ቤተክርስትያን ኣትላንታ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ምስ ሊቀ-ካህናት ገብረሚካኤል ዮውሃንስ ካብ ደብረ ግእዛን መድሃኔ ኣለም ቤተክርስትያን ኣትላንታ

ምስ ጸሓፊ ኣህጉረ፡ሰበኻታት ኤርትራ ቀሺ ሓለፎም ዓንድማርያም ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ምስ ጸሓፊ ኣህጉረ፡ሰበኻታት ኤርትራ ቀሺ ሓለፎም ዓንድማርያም ዝተካየደ