ቂሔ-ጽልሚ: ተስፋዬ ገብረኣብ ብቤተሰቡ ብሓኪሙን ብጸሓፍትን ይዝከር
Your browser doesn’t support HTML5
ህቡብ ኤርትራዊ ደራሲ፡ተመራማርን ጋዜጠኛን ተስፋይ ገብረኣብ ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ትማሊ ሓሙስ 30 ታሕሳስ 2021 ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ መካነ መቃብር ሓዝሓዝ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ።
Your browser doesn’t support HTML5