ኣርተፊሽላዊ ብልሒ ንልምዓት’ዶ ንጥፍኣት?ጻንሖት ምስ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ዶክተር ትምኒት ገብሩ፡ ምርቕቲ ኮምፕዩተር ሳይነስ ካብ ስታንፎርድ ዩኒቨርስቲ ኰይና፡ ኣብ ዓውዲ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ/ምስሩሕ ብልሒ (artificial intelligence) ካብተን ኣብ ቅድሚት ዝስራዓ ደቀንስትዮ ኢያ።