ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቕምቲ 26,2021 (ዝተደገመ)

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ጽሕፈት ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝርከበሉ ህንጻ ህጹጽ ጉዳይ ብምግጣሙ ሰራሕተኛታት ነቲ ህንጻ ገዲፎም ክወጹ ብምግዳዶምን ናይ ሎሚ ረቡዕ ጥቅምቲ 27,2021 ፈነወና ብግቡእ ከነካይድ ኣይከአልናን:: ስሩዕ መደብ ብዘይምፍናው ይቕሬታ ንሓትት::መሳርሒታት ስትድዮ ኣቐዲሞም ተዳልዮም ዝጸንሑ ብምዃኖም እዚ ሎሚ ዝፍነው መደብ እዚ ናይ ትማሊ ፈነወ ምዃኑ ክንሕብር ንፈተው