ብሕብርታቱ ታሪኽ ዝስንድን ወለዶታት ከላግብ ዝፍትን ዘሎን ስነ-ጥበበኛ የጊ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ኣብ ኬናያን ኤርትራን ዝተቐመጠ’ሞ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ ኣብ ከተማ ሲያትል ኣመሪካ ዝነብር ዘሎ ስነ-ጥበበኛ ይግዛው ሚኪኤል (የጊ)፡ ኣብ ከተማ ሲያትል ጥራይ ልዕሊ 12 ህዝባውያን ስነ-ጥበባዊ ስራሓት (public art) ዘፍረየ’ዩ። እዚኣቶም ውሑዳት ካብቶም ሓያሎ፡ በበይኖም ስራሓቱ’ዮም።