ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቲቪ ▶ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቕምቲ 22,2021 ጥቅምቲ 22, 2021 Your browser doesn’t support HTML5 👉ዜና 👉መደብ ቂሔ ጽልሚ ኣብ ሽልማት ኣፍሪማ ዘሓጸዩ ደርፍታት ኤርትራ የጠቓልል ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።