ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 21,2021
Your browser doesn’t support HTML5
ዜና
ጸብጻብ ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ
መደብ መንእሰያት ብቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ናብ ጽሑፍ ትልውጥ ሶፍትዌር ዝመሃዙ መንእሰያት የጠቓልል
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።