▶ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 11,2021

Your browser doesn’t support HTML5

👉ዜና 👉ዜና ስፖርት ን ኣቀባብላ ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤርትራ ዝምልከትን 👉ኩነታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት 👉ከምኡ'ውን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል:: ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።