ዕላል ሓዲሽ ዓመት ምስ ኣከፋፋሊ ቤተ መጸሓፍቲ 'ሰማያት'  መኮነን ተስፋይ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ቅድሚ ሎሚ'ውን 'እዝኒ መሰታ ቀዳሞት'ትብል ብዛዕባ ኣቦታት ማሰን መልቀስን እተዘንቱ መጽሓፍ ኣበርኪቱ ኔሩ'ዩ።

ሕጂ ድማ መጸሓፍቲ ኤርትራውያን ደረስቲ ኣብ ምዝርጋሕ ይነጥፍ ኣሎ።

'ቤተ መጸሓፍቲ ሰማያት' ኣብ ዙርያ ዓለም ጠለባት ዓማዊል ኣብ ምምላእ ብዕቱብ ትሰርሕ ኣላ ይብል ኣካያዲኣ መኮነን ተስፋይ። ጠለብ ኣንበብቲ ልዕሊ ትጽቢቱ ምዃኑ'ውን ይጠቅስ።

ምስ መምህር መኮነን ተስፋይ ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ሓዲሽ ዓመት ምስ ኣከፋፋሊ ቤተ መጸሓፍቲ 'ሰማያት' መኮነን ተስፋይ