ካብ ትግራይ ኢትዮጵያ ሓንቲ ደርፊ ምህራም ተላሚዱ፡ ኣብ ኣስመራን ካልእ ገጠራት ኤርትራን ን38 ዓመታት ኣብ ጓይላ ኣጻዊቱ-ነባር ሃራሚ ጭራ ዋጣ ብርሃነ ወልዱ።
ቅድሚ 10 ዓመት ናብ ክልል ትግራይ ተመሊሱ። ጠለብ ዋጣ ከምዝደኸመ ይገልጽ። ምስ ኣለም ፍስሃ ኣዕሊሉ'ሎ።
ቅድሚ 10 ዓመት ናብ ክልል ትግራይ ተመሊሱ። ጠለብ ዋጣ ከምዝደኸመ ይገልጽ። ምስ ኣለም ፍስሃ ኣዕሊሉ'ሎ።