ኢትዮጵያ ባጢራኣ ቐይራ

ኢትዮጵያ ባጤራ ቀይራ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ዝነበረ ናይ 10 ናይ 50ን ናይ 100ን ብር ብምቕያር ሓዲሽ ናይ 200 ብር ብምእትታው ባጤራ ቀይሩ`ሎ።

እቲ ሓዲሽ ባጤራ ገንዘብ፥ ንዘይ-ሕጋዊ ፋይናንሳዊ ምንቅስቓሳትን ከምኡ`ውን ንብልሽውናን ኮንትሮባንድን ከምዝዓጽፍ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ነቲ ሓዲሽ ባጢራ ብዕሊ ኣብ ዘፍለጠሉ እዋን ኣሰሚዑ`ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

Ethiopia unveils new Birr Notes