ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብምስታፉ ኩርዓትን ሓበንን ከምዝስመዖ ብምግላፅ ኣብ ከይዲ እቲ መረፃ ግና ዕንቅፋት ከምዝገጠሞ ሓቢሩ::
እቲ ውድብ ኣብ ዘውፀኦ መህለፂ ኣብቲ መረፃ ዝተሳተፉ ኣባላቱን ስድርኦምን ፅልዋ ከምዝበፅሖም እውን ገሊፁ::
ኣብዚ ጉዳይ ሙሉጌታ ኣፅብሃ ምላሽ ኮምሽን መረፃ እቲ ክልል እውን ኣካቲቱ ዝስዕብ ፀብፃብ ሊኢኹልና ኣሎ:
Your browser doesn’t support HTML5
ፓርቲ ሳልሳይ ወያነ፡ ኣብ እዋን መረጻ ኣብ ልዕሊ ኣባላቱን ቤተሰቦምን ብኣካላት መራሕቲ ተጽዕኖ ከምዝተገብረ ገሊጹ