ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲ ዝሓለፈ ቀዳም ተመስሪቱ

Mahfuz Ibrahim

09-02-20

ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንኣዋርሕ ተጎናዲቡ ዝጸንሐ ምምስራት ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን፡ ዝሓለፈ ቀዳም 29 ነሓሰ 2020 ተመስሪቱ'ሎ።

እቲ ብናይ ዙም ቪድዮ ብርሕቐት ዝተኻየደ ኣኼባ ብቕሉዕን ናጻን ዝተኻየደን ደሞክራሲያዊ ኣገባብ ዝተኸተለን ምንባሩ'ውን ተጠቒሱ'ሎ።

ምስ ኣባል መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣቶ ማሕፉዝ ኢብራሂም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ማህፉዝ ኢብራሂም ኣባል መሪሕነት ይኣክል ጨንፈር ዲሲ


.