ቃለ-መጠይቕ ድምጺ ኣመሪካ ምስ ሓድነት ቀለታን በረኸት ተኽለን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

With Hadnet Keleta and Bereket Tekle

ምስ ሓላፊት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምኡ ድማ ምስ ኣባል ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን በረኸት ተኽለን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል

ኣብዚ ኣብ ዩኤስ ን8ተ መዓልታት ብርሕቐት(ማንዛ) ክካየድ ዝቐነየ ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ፥ ዝሓለፈ ቀዳም ተዛዚሙ`ሎ።

እቲ ፈስቲቫል ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ኣብ ተሳትፎ ደቀንስትዮ፥ ከምኡ`ውን ኣብ መንእሰያትን ቆልዑትን ኣተኩሩ ከም ዝተኻየደ ዝገለጹ ወደብቲ`ቲ ፈስቲቫል፥ ኣመሪካውያንን ካልኦት ኣፍሪቃውያንን ክኢላታትን ጋዜጠኛታትን ዝተሳተፍሉ ንፖለቲካዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃን፥ ምሕዝነት ኤርትራን ኣመሪካን ዝጠመተ መድረኽ`ውን ተዳልዩ ከምዝነበረ ሓቢሮም ኣለዉ።

ምስ ሓላፊት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምኡ ድማ ምስ ኣባል ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን በረኸት ተኽለን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrean Virtual Festival North America 2020