ኣቶ ላባን ስዩምን ዶ/ር ዘካርያስ ሃይለን ብዛዕባ መደረ ፕረዚደንት

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንመበል ሳልሳይ ጊዜ ሃገራዊ መደረ ህልው ኪነታት ሃገሮም ብዝምልከት ትማሊ ሰሉስ ምሸት ንአባላት ክልቲኡ ባይቶታት’ታ ሃገርን ንህዝቢ ኣሜሪካ ኣስሚዖም’ዮም ።

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብዚ መደረኦም ምምሕዳሮም ዝተዓወትሉ ዝበልዎን ክገብሮ ዝወጠኖን ዝርዝር ኣቅሪቦም’ለዉ። ዲሞክራት’ዉን ምላሽ ሂቦም’ዮም።

ነዚ መደረ ፕረዚደንት ትራምፕን ግብረ መልሲ ዲሞክራቲክ ፓርቲን ብዝምልከት ርእይቶኦም ክህቡና ክልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና’ለና።

ዶ/ር ዘካርያስ ሃይለ ካብ ቦስቶን ኣቶ ላባን ስዩም ኸኣ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቶ ላባን ስዩምን ዶ/ር ዘካርያስ ሃይለን ብዛዕባ መደረ ፕረዚደንት