ሚነሶታ፡ ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካን መረረት ጋንታ ስያትል ሞሞናን

ERSFNA-Minnesota

ኣብ ሚነሶታ ዝተኻየደ መበል 34 ውድድራት ስፖርት ፈደረሽን ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ፡ ካብ ቀዳማይ ድቪጅን ብዓወት ጋሽ ባርካ ተዛዚሙ`ሎ፡ ምስኣ ንዋንጫ ሓሊፋ ዝነበረት ጋንታ ስያትል ስለምንታይ ምጽዋት ኣብያ ዝብል፡ ተወልደ ወ/ገ ንፈደረሽንን ሓለፍቲ`ታ ጋንታን ኣዘራሪቡ`ሎ፡ ምስ ሓፈሻዊ ጸብጻብ የቕርቦ`ሎ፡

ERSFNA

Your browser doesn’t support HTML5

ሚነሶታ፡ ፈስቲቫል ስፖርት ኤርትራውያን-ጋንታ ስያትል ስለምንታይ ንዋንጫ መን ወሰደ ምጽዋት ኣብያ?

ERSFNA

Your browser doesn’t support HTML5

ሚነሶታ፡ ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካን መረረት ጋንታ ስያትል ሞሞናን