ብሽርክነት ዓለማዊ ውድብ ማዕከን ህጻናት ዩኒሰፍን፡ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራን ዝተወደበ፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ዝሓንጸጾ ኣብ 2022 ኮም ዝሰረቱ ምሉእ ጥዕና ንምርግጋጽ ዝዕለመ ናይ ክልተ መዓልታት ሃገራዊ ዋዕላ፣ ሎሚ ተዛዚሙ።
Eritrea-UNICEF -Sanitation conference
ኣብ`ቲ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ሆቴል ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ንመርሓ-ጎደና ኣብ ቀረብን ተጠቃምነት ዓይኒ-ምድርን ሓፈሻዊ ሓለዋ ጽሬት ጥዕናን ዘተኮሩ ጉዳያት መብርህን መግለጽን ብሰበስልጣን ሕቡራት ሃገራትን መንግስትን ቀሪቦም ኔሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ዩኒሰፍ ዝተጸንበሮ ንጽርየት ዝምልከት ሃገራዊ ዋዕላ ተኻይዱ