“ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ዝተጀመረ ከይዲ ንህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽን ምትእትታው ወፃኢ ዘለዎን እዩ”ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ምክትል ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ኣብ ኢትዮጵያ ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ዝተጀመረ ናብ ፖለቲካዊ ከይዲ ተቐይሩ ክብሉ ምክትል ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊጾም።

ንሶም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ እዚ ከይዲ ህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ዝግበር ዘሎን ምትእትታው ወፃኢ እውን ዘለዎ እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

“ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ዝተጀመረ ከይዲ ንህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽን ምትእትታው ወፃኢ ዘለዎን እዩ”ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል