ዋሽንግተን —
ዋዕላ ወታደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ /ኔቶ/ ብውጥረት ተጀሚሩ’ሎ።ፕረዝዳንት ትራምፕ ነታ ዝሃብተመትን ዝዓበየትን ኣባል እቲ ኪዳን ዝኾነት ጀርመን ‘ምሩኽቲ ሩሲያ’ ክብሉ ነቒፎምዋ።
Your browser doesn’t support HTML5