ቃ/መ ምስ ዶ/ር ኤርምያስ ክብረኣብ: ተመራማሪ ሳይንስ እንሰሳ

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር ኤርሚያስ ክብረኣብ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ካሊፎርንያ፡ ተመራማሪ ሳይንስ እንስሳ ኾይኑ፡ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ካብ እንስሳ ዝወጽእ ሚተይን ዝተባህለ ብከላ ከባቢ ከስዕብ ዝኽእል ጋዝ ኣብ ምንካይ ይሰርሕ ኣሎ።