ዋንጫ ዓለም 2016 ብዓይኒ ካሜራ

ኣኽነፈ፤ ሓላው ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ሩስያ ኣብ ግጥም ኣንጻር ስጳኛ ፍጹም ቅላዕ ዘድሓነሉ

ሃገራዊት ጋንታ ሩስያ ኣብ ጽምብል

ኮሎምብያዊ የሪ ሚና ኣብ ልዕሊ እንግሊዝ ማዕረ እትገብር ሸቶ ድሕሪ ምምዝብ ኣብ ጽንብል

እንሊዛዊ ኣጥቅዓይ ሃሪ ከን ዝተዋህበቶ ፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ኣንጻር ኮሎምብያ ኣብ ዘመዝገበሉ

ሃገዊት ጋንታ መክሲኮ ብብራዚል ድሕሪ ምግላፋ ካብ ደገፍታ ብጓሂ ኣብ ዝተኾምተረሉ

ኣሰልጠንቲ ኮሎምብያን እንግሊዝን ንኮሎምብያዊ ማትያስ ኡሪበ ድሕሪ ግጥም ኣብ ምጽንናዕ

ብራዚል ኣብ ግጥም ኣንጻር መክሲኮ ሸቶ እናመዝገቡ

ሓላው ልዳት ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ጆርዳን ፐርክፎርድ

በልጅማዊ ፈላኒ ኣብ ግጥም ኣንጻር ጃፓን ካልአይቲ ሸቶ እናመዝገበ

ብራዚላውያን ህጻናት ብተለቪዥን ዝመሓላለፍ ዝነበረ ግጥም ብራዚልን ኮስታሪካን እናተዓዘቡ

ሓላው ልዳት ጃፓን ካዋሺማ ናብ ኲዕሶ እናተወርወረ

ካብ ግጥም ብራዚልን መክሲኮን

ካብ ግጥም ክሮሽያን ደንማርክን