ነበርቲ ኣስመራ ብዛዕባ ሓዲሽ ምዕባለ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን እንታይ ይብሉ?

independence day asmara

ነበርቲ ኣስመራ ብዛዕባ ሓዲሽ ምዕባለ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ስምዒቶም ገሊጾም ኣለዉ። ሓደ ካብኦም ፍሉጥ ስነ-ጥበባዊ ሳሙኤል ገብረኣዶናይ`ዩ።

ርእይቶታት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ ከተማ ኣስመራ ብዛዕባ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ንቪኦኤ ይገልጹ

ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኻት ኤርትራ ናብ አዲስ አበባ ዝኸደ ኢትዮጵያ ንስምምዕ አልጀርስን ብይን ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ንምሉእ ከምዝተቐበለቶን ከምትትግብሮን ድሕሪ ምግላጻ’ዩ።

Eritrea's Foreign Minister Osman Sale, center right, is welcomed by Ethiopia's Prime Minister Abiy Ahmed, center left, upon the Eritrean delegation's arrival at the airport in Addis Ababa, Ethiopia, June 26, 2018.