የመን ልዕሊ 130 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ጠሪዛ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰበ ስልጣን የመን ልዕሊ 130 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ብቐዳም ካብ ወደብ ሆደዳህ ምጥራዞም ኣፍሊጦም።