ራድዮ ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (ANC) ፕረዚደንት ጃኮብ ዙማ ካብ ስልጣኖም ክወርዱ ወሲኑ ለካቲት 13, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ገዛኢ ፓርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (ANC) ፕረዚደንት ጃኮብ ዙማ ካብ ስልጣን ፕረዚደንትነት ክወርዱ ወሲኑ። ይኹን ደአ እምበር ዙማ ነዚ ውሳነ ዝምእዘዙ ምዃኖም ዘርእይ ምልክት የለን።