ኤርትራ፡ ኤችኣይቪ/ ኤይድስ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ

ኣንጻር ኤችኣይቪ/ኤይድስ ብዝኻየድ ዘሎ ንጥፈታት መጠን ምትሕልላፍ ካብ ኣደ ናብ ዕሸል ከምኡ’ውን ኣብ ሓፈሻዊ ቁጽሪ ሕሙማት ናብ ትሕቲ 1% ከምዝወረደ፥እንተኾነ ግን ኣብ ኣመንዝራታትን መራሕቲ መካይንን ብተዛማዲ እቲ ቁጽሪ ልዕል ዝበለ ስለዝኾነ ነዚ ንምጉዳል ይስርሓሉ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ምክልኻልን ምቁጽጻርን ኤችኣይቪ/ኤይድስን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ፡ ኤችኣይቪ/ ኤይድስ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ