ኣብ ሲነማ ኣዝመራ፡ ናይ መድረኽ ድራማ ድሕሪ 20 ዓመት ዳግም ይበራበር
ብኣፍቀርቲ ስነ-ጥበብ ዓቢ ተቐባልነትን ተፈታውነትን ዘለዎ ናይ መድረኽ ድራማ፡ ን20 ዓመታት ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፡ከምብሓድሽ "ትንሳኤ ናይ መድረኽ ድራማ"ብዝብል ስያመ ዳግማይ ተንሲኡ። ዛጊድ ን4ይ ግዚኡ ኣብ ሲነማ-ኣዝመራ ንህዝቢ ቀሪቡ`ሎ። "ነዚ ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪ ጀሚሩ ዘሎ ናይ መድረኽ ድራማ፡ቀጻልነቱ ንምርግጋጽ ብምሉእ ዓቕምና ተበጊስና ኣሎና" ይብሉ ደረስቲ፡ተዋሳእትን ኣለይትን።
Asmara Stage Drama
ምስኦም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ናይ ሎሚ ቂሐ-ጽልሚ ቀሪቡ`ሎ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣስመራ፡ ትንሳኤ ድራማ መድረኽ
Stage Drama