ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ዝጸንሓ ውሳነ እገዳ 2384 ንዝቕጽል 12 ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ።

Your browser doesn’t support HTML5

እቲ ውሳነ ትማሊ ሶሉስ ኣብ ዝተጋብኣ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ሕቡራት ሃገራት ብ11 ድምጺ ደገፍን ኣርባዕተ ድምጺ ተዓቅቦን ምኳኑ ተፈሊጡ’ሎ።