"ኣብ ክልላታት ሶማልን ኦሮምያን እናበኣሰ ንዝኸይድ ዘሎ ግጭት ፍታሕ የናድየሉ ኣሎ" ዶ/ር ነገሪ ለንጮ

ዶ/ር ነገሪ ለንጮ

ኣብ ክልታት ኦሮምያን ሶማሊን እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ግጭት ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝተፈጸመ`ዩ ምባል ኣይክኣልን`ዩ ዝበሉ ሓላፊ ኮምኒኬሽን መንግስቲ ዶር ነገሪ ለንጮ፡ መን ደኣ`ሞ ወሊዕዎ ዝብል ሕቶ`ውን ቀሪብሎም ኔሩ።

"ሓደ ሓደ ግዜ፡ ኮነ ኢሎም ይኹኑ ብጌጋ፡ ምትኹታኽ ከምዝነበረ ብኽልቲኦም ወገናት ሪፖርት ክግበር ጸኒሑ`ዩ"

ብዛዕባ ምልቃቕ ስልጣን ኣፈ-ጉባኤ ኣባዱላ ገመዳን ካልእ ሓፈሻዊ ኩነታት ኢትዮጵያን`ውን ተሓቲቶም ኣለዉ፡- ቀዳማይ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ ምስ ወሃቢ ቓል መንግስቲ ኢትዮጵያ